text
stringlengths 13
106
|
---|
እንግሊዘኛ ትግሪኛ አማርኛ
|
a in.ar ሓዶ አንድ
|
abandon v ምሕዳግ መተው
|
abandoned adj ዝወደ የተጣለ
|
abasement v ውርደት ውርደት
|
abash v መሕፈሪ አሳፋሪ
|
abate v ቀኒሲ ቀነሰ፣ ደከመ
|
abdomen n ከብዲ ሆድ
|
abhorrence n ዕሊኢት ጥላቻ
|
abide vi አይቐርን አይቀርም
|
ability n ክእለት ችሎታ
|
abject adj ዘስቐቐ አሰቃቂ
|
able adj ኪኢላ ችሎታ ያለው
|
ablation n ምሕፃብ መታጠብ
|
abnegate vt ምንዓቐ መናቅ
|
abode vt መንበሪ መኖሪያ
|
abolition n ጥፍኣት ማጥፋት
|
abominate vt ምዕላእ መጥላት
|
abort iv ጨንጊት ጨነገፈ
|
abound adj መሊሉ ሞለ፣ተትረፈረፈ
|
about adj ብዝዕባ፣ ደርጋ አስታት ይህል፣ ገደማ ስለ
|
above adj አብላዕሊ፣ ብዝያዳ ላይ፣ ከላይ
|
abrasion n መፍሓች መፋቅ
|
abridge v አሕፂሩ አሰሳጠረ
|
abroad adv መፃኢ ሃገር ውጭ አገር
|
abrogate vt ሰዒሩ ሻረ
|
abupt adj ሃንደበት ድንገተኛ
|
abscess n ሕባጥ እባጭ
|
abscond v ምህዳም፣ ምሕባእ መሸሽ
|
absent adj ቡኹር (ካብ ትምህርቲ ወይስ ስራሕ)፣ቀራይ ቀሪ
|
absent minded adj ሃሳስ ዝንጉ
|
absorb v መጢጡ ያዘ፣ መጠጠ
|
absstain v ተቐጢቡ ተጠበቀ፣ ተቆጠበ
|
abundance n ብዝሓት ብዛት
|
abuse n ዐርፈ ስድብ
|
abut vi ዝተተሓሓዘ የተያያዘ፣ ጎን
|
abyss n ገደል፣ አድፊ ገደል
|
acacia n ሰስው፣ ልሓይ፣ ጫዓ፣ ሞና፣ ዝመስሉ አእዋም ግራር
|
accede v ወሪሱ፣ ተቐቢሉ ወረሰ፣ ተቀበለ
|
accelerate vt ሓይሊ ወሲ ኹሉ ፍጥነት ጨመረ
|
accept v ሕራይ ኢሎሎ እሺ አለ
|
acceptable adj ዘዝስማዕማዕ፣ ቅቡል ተስማሚ
|
accession adj ምውሳኽ መጨመር
|
accident n ድንገት፣ ሓደጋ ድንገተት፣ አደጋ
|
acclimate v ለሚዱ ለመደ
|
accompany n ምዕጃብ ማጀብ
|
accomplishment n ስራሕ ሥራ
|
accord n ስምምዕ ስምምነት
|
accrue vi ወስኸ ጨመረ
|
accurate adj ትኸክል ትክክለኛ
|
accusation n ኽስ ክስ
|
accused adj ተኽሳሲ ተከሳሽ
|
accuser n ከሳሲ ከሳሽ
|
ache n ቀቃንዛ ህመም
|
achieve v ስሪሕ፣ ጨረሱ፣ ዛዚሙ፣ ሠራ፣ ፈጸመ
|
acne n ፈፀጋ፣ ንፍሩር (ሕማም) ብጉር
|
acquaintance n ዐዕርክነት ጓደኝነት
|
acquire v ኣግኒዩ አገኘ
|
acquit n ብናፃ ተለቐቑ በነፃ ተለቀቀ
|
acre n ስፍሓት ልክዕ መሬት መለክዒ የመሬት ስፋት መለኪያ
|
across adv ማዕዶ፣ ሰገር ከዳር እዳር
|
acting adj ተጠባባቒ ተጠበባባቂ
|
active adj ገጎበዝ፣ንቑሕ ብርቱ፣ ንቁ
|
adan n መሀመርታ ሰብ አዳም
|
add v ምውሳኽ፣ ምድማር ቑዕሪ መጨመር፣ መደመር
|
addict n ውሉፍ፣ ምውላፍ ሱሰኛ
|
addition n ወልፊ ሱስ
|
addition n ድምር ድምር
|
address v ኣድራሻ አድራሻ
|
adept adj በዓልሙያ በባለሙያ
|
adjure vt ለሚኑ ለመነ
|
adjust vt ኣስተኻኺሉ አስተካከለ
|
adjutant n ረዳኢ፣ ሓጋዚ ረዳት
|
administration n ምምሕዳር አስተዳደር
|
administrator n አማሓዳሪ አስተዳዳሪ
|
admiral n ዋና አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ የባህር ሀይል አዛዥ
|
adolescent n ኮርዒዳ፣ መንእሰይ ጎረምሳ፣ ኮረዳ
|
adoration n ምኽባር ማክበር
|
adore v ኣፍቂሩ አፈቀረ
|
adorn v አጋይዑ፣ አመልኪዑ አስጌጠ
|
adroit adj ፈላጢ፣ መይላ ዘለዎ ዘዴኛ
|
adult adj በዕሒ፣ ንዓቐሚ ኣዳም ዝበዕሓ ገጎልማሳ፣ አዋቂ
|
adulteress n ዘማዊ ሰበይቲ ዘማዊ ሴት
|
adultery n ዝሙት፣ ዕጥራን ዝሙት
|
advanced adj ላዕለዋይ ከፍተኛ
|
adventitious adj ተወሳኺ ተጨማሪ፣ በአጋጣሚ የሚመጣ
|
adversity n መከራ፣ ስቓይ መከራ
|
advertisement n ሓበሬታኣቑሑ ንምሣጥን ንምግዛእን ዝማሓለለፍ ማስታወቂያ
|
advertiser n ሓበባሪ ምልክታ፣ መፋለቲ አስተዋዋቂ
|
advertise v ምልክታ ምትሕልላፍ ማስታወቅ
|
advisory adj ማአማኻሪ አማካሪ
|
advocate n ጠበቓ ጠበቃ
|
adze n ማሕዐ፣ ምሳር መጥረቢያ
|
aerial n ኣንቴና አንቴና
|
afar adv ርሑቕ ሩቅ
|
affection n ፍቕሪ ፍቅር
|
affiliation v ሕውነት ዝምድና
|
affinity n ተመሳሳሊ ተመሳሳይ
|
afflict v ብጣዕሚ ጎዲኡ በጣም ጎዳ
|
afflient n ብዓልአጋ ባለፀጋ
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.