Dataset Viewer
text
stringlengths 13
106
|
---|
እንግሊዘኛ ትግሪኛ አማርኛ |
a in.ar ሓዶ አንድ |
abandon v ምሕዳግ መተው |
abandoned adj ዝወደ የተጣለ |
abasement v ውርደት ውርደት |
abash v መሕፈሪ አሳፋሪ |
abate v ቀኒሲ ቀነሰ፣ ደከመ |
abdomen n ከብዲ ሆድ |
abhorrence n ዕሊኢት ጥላቻ |
abide vi አይቐርን አይቀርም |
ability n ክእለት ችሎታ |
abject adj ዘስቐቐ አሰቃቂ |
able adj ኪኢላ ችሎታ ያለው |
ablation n ምሕፃብ መታጠብ |
abnegate vt ምንዓቐ መናቅ |
abode vt መንበሪ መኖሪያ |
abolition n ጥፍኣት ማጥፋት |
abominate vt ምዕላእ መጥላት |
abort iv ጨንጊት ጨነገፈ |
abound adj መሊሉ ሞለ፣ተትረፈረፈ |
about adj ብዝዕባ፣ ደርጋ አስታት ይህል፣ ገደማ ስለ |
above adj አብላዕሊ፣ ብዝያዳ ላይ፣ ከላይ |
abrasion n መፍሓች መፋቅ |
abridge v አሕፂሩ አሰሳጠረ |
abroad adv መፃኢ ሃገር ውጭ አገር |
abrogate vt ሰዒሩ ሻረ |
abupt adj ሃንደበት ድንገተኛ |
abscess n ሕባጥ እባጭ |
abscond v ምህዳም፣ ምሕባእ መሸሽ |
absent adj ቡኹር (ካብ ትምህርቲ ወይስ ስራሕ)፣ቀራይ ቀሪ |
absent minded adj ሃሳስ ዝንጉ |
absorb v መጢጡ ያዘ፣ መጠጠ |
absstain v ተቐጢቡ ተጠበቀ፣ ተቆጠበ |
abundance n ብዝሓት ብዛት |
abuse n ዐርፈ ስድብ |
abut vi ዝተተሓሓዘ የተያያዘ፣ ጎን |
abyss n ገደል፣ አድፊ ገደል |
acacia n ሰስው፣ ልሓይ፣ ጫዓ፣ ሞና፣ ዝመስሉ አእዋም ግራር |
accede v ወሪሱ፣ ተቐቢሉ ወረሰ፣ ተቀበለ |
accelerate vt ሓይሊ ወሲ ኹሉ ፍጥነት ጨመረ |
accept v ሕራይ ኢሎሎ እሺ አለ |
acceptable adj ዘዝስማዕማዕ፣ ቅቡል ተስማሚ |
accession adj ምውሳኽ መጨመር |
accident n ድንገት፣ ሓደጋ ድንገተት፣ አደጋ |
acclimate v ለሚዱ ለመደ |
accompany n ምዕጃብ ማጀብ |
accomplishment n ስራሕ ሥራ |
accord n ስምምዕ ስምምነት |
accrue vi ወስኸ ጨመረ |
accurate adj ትኸክል ትክክለኛ |
accusation n ኽስ ክስ |
accused adj ተኽሳሲ ተከሳሽ |
accuser n ከሳሲ ከሳሽ |
ache n ቀቃንዛ ህመም |
achieve v ስሪሕ፣ ጨረሱ፣ ዛዚሙ፣ ሠራ፣ ፈጸመ |
acne n ፈፀጋ፣ ንፍሩር (ሕማም) ብጉር |
acquaintance n ዐዕርክነት ጓደኝነት |
acquire v ኣግኒዩ አገኘ |
acquit n ብናፃ ተለቐቑ በነፃ ተለቀቀ |
acre n ስፍሓት ልክዕ መሬት መለክዒ የመሬት ስፋት መለኪያ |
across adv ማዕዶ፣ ሰገር ከዳር እዳር |
acting adj ተጠባባቒ ተጠበባባቂ |
active adj ገጎበዝ፣ንቑሕ ብርቱ፣ ንቁ |
adan n መሀመርታ ሰብ አዳም |
add v ምውሳኽ፣ ምድማር ቑዕሪ መጨመር፣ መደመር |
addict n ውሉፍ፣ ምውላፍ ሱሰኛ |
addition n ወልፊ ሱስ |
addition n ድምር ድምር |
address v ኣድራሻ አድራሻ |
adept adj በዓልሙያ በባለሙያ |
adjure vt ለሚኑ ለመነ |
adjust vt ኣስተኻኺሉ አስተካከለ |
adjutant n ረዳኢ፣ ሓጋዚ ረዳት |
administration n ምምሕዳር አስተዳደር |
administrator n አማሓዳሪ አስተዳዳሪ |
admiral n ዋና አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ የባህር ሀይል አዛዥ |
adolescent n ኮርዒዳ፣ መንእሰይ ጎረምሳ፣ ኮረዳ |
adoration n ምኽባር ማክበር |
adore v ኣፍቂሩ አፈቀረ |
adorn v አጋይዑ፣ አመልኪዑ አስጌጠ |
adroit adj ፈላጢ፣ መይላ ዘለዎ ዘዴኛ |
adult adj በዕሒ፣ ንዓቐሚ ኣዳም ዝበዕሓ ገጎልማሳ፣ አዋቂ |
adulteress n ዘማዊ ሰበይቲ ዘማዊ ሴት |
adultery n ዝሙት፣ ዕጥራን ዝሙት |
advanced adj ላዕለዋይ ከፍተኛ |
adventitious adj ተወሳኺ ተጨማሪ፣ በአጋጣሚ የሚመጣ |
adversity n መከራ፣ ስቓይ መከራ |
advertisement n ሓበሬታኣቑሑ ንምሣጥን ንምግዛእን ዝማሓለለፍ ማስታወቂያ |
advertiser n ሓበባሪ ምልክታ፣ መፋለቲ አስተዋዋቂ |
advertise v ምልክታ ምትሕልላፍ ማስታወቅ |
advisory adj ማአማኻሪ አማካሪ |
advocate n ጠበቓ ጠበቃ |
adze n ማሕዐ፣ ምሳር መጥረቢያ |
aerial n ኣንቴና አንቴና |
afar adv ርሑቕ ሩቅ |
affection n ፍቕሪ ፍቅር |
affiliation v ሕውነት ዝምድና |
affinity n ተመሳሳሊ ተመሳሳይ |
afflict v ብጣዕሚ ጎዲኡ በጣም ጎዳ |
afflient n ብዓልአጋ ባለፀጋ |
End of preview. Expand
in Data Studio
README.md exists but content is empty.
- Downloads last month
- 33